SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Categorieën: Nieuws en politiek
Luister naar de laatste aflevering:
ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ዝምልከት መግለጺ ሂቡ። ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ደቡባዊ ትግራይ ዘጋጠመ ግጭት፡ ስሩዕ ሓይልታት ዝተሳተፍሉ ጐንጺ ከም ዘይኰነ ተዛሪቡ። ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሰብኣዊ ምላሽ ካብ ዝተሓስበ 3.2 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ፡ ዝተረኽበ 287 ሚልዮን ዶላር ጥራይ፡ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 21 ሰባት ሞይቶም። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ካብቲ ዝነበሮ ክገድድ እምበር ዝዀነ ምምሕያሽ ከም ዘይተራእዮ ሓቢሩ
Vorige afleveringen
-
5007 - ኣብ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 21 ሰባት ሞይቶም። Thu, 25 Apr 2024
-
5006 - #60 Talking about commemorating | Anzac Day (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ ዝርርብ ብዛዕባ ዝኽሪ መዓልቲ ኣንዛክ (Anzac Day) Wed, 24 Apr 2024
-
5005 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሚያዝያ 2024) Wed, 24 Apr 2024
-
5004 - ደቀባትን ምስ መሬቶም ዘለዎም ዝምድናን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) Wed, 24 Apr 2024
-
5003 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2024) Tue, 23 Apr 2024
-
5002 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2024) Mon, 22 Apr 2024
-
5001 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2024) Mon, 22 Apr 2024
-
5000 - ኮሚሽን ምርመራ ምጽናት ዓሌት ትግራይ ብመንግስቲ ፌደራል ኣፍልጦ ረኺቡ። Mon, 22 Apr 2024
-
4999 - ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ለንደን ካልኣይ ወጺኡ፣ ኣብ ኢጣልያን ቱርኪን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ይሳተፉ፣ Mon, 22 Apr 2024
-
4998 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሚያዝያ 2024) Thu, 18 Apr 2024
-
4997 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሚያዝያ 2024) Thu, 18 Apr 2024
-
4996 - መንግስቲ ኣምሓራ ህወሓት ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ጥሒሱ ራብዓይ ዙርያ ወራር ፈጺሙ ክብል ከሲሱ። Thu, 18 Apr 2024
-
4995 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2024) Wed, 17 Apr 2024
-
4994 - ዝለዓለ ድሕነት ህጻናት ደቅኹም ንምሕላው ኣብ መኪና ኣቀማምጥኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ፧ Tue, 16 Apr 2024
-
4993 - ኣህጉራዊ ዋዕላ ብዛዕባ ሱዳን ኣብ ፓሪስ Tue, 16 Apr 2024
-
4992 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2024) Tue, 16 Apr 2024
-
4991 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024) Mon, 15 Apr 2024
-
4990 - ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። Mon, 15 Apr 2024
-
4989 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024) Mon, 15 Apr 2024
-
4988 - ኣብ ጎንደር ሓደ ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) Mon, 15 Apr 2024
-
4987 - “ካብ ትሕቲ ዕድመ ወተሃደር ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዳይረክተር ተክኒክ ኣብ ዓቢ ኮርፖሬሽን ኣመሪካ።” ዕላል ምስ ጸሓፊ ቶማስ ሶሎሞን Fri, 12 Apr 2024
-
4986 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሚያዝያ 2024) Thu, 11 Apr 2024
-
4984 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሚያዝያ 2024) Thu, 11 Apr 2024
-
4983 - ርዋንዳ፡ ጠንቅን ሳዕቤንን ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ጽንተት ዓሌትን Thu, 11 Apr 2024
-
4982 - ኣብ ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ ተባሂሉ። Thu, 11 Apr 2024
-
4981 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሚያዝያ 2024) Wed, 10 Apr 2024
-
4980 - ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለና ተቓዉሞ ናይ ምግባር መሰል። Tue, 09 Apr 2024
-
4979 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሚያዝያ 2024) Tue, 09 Apr 2024
-
4978 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2024) Mon, 08 Apr 2024
-
4977 - “ምክልኻል ጥንሲ: ኣብ ግዝኣት ሓርነት ሰብ ዘሎ ዉሳነ እዩ።” መ/ ዑቕባስላሰ ሃይለ Mon, 08 Apr 2024
-
4976 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2024) Mon, 08 Apr 2024
-
4975 - ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ብኤርትራ ብዙሕ ክፋሉ ዝተትሓዘ ወረዳ ጉለመኸዳ፡ ንካልኣይ ግዜ ዑደት ኣካይዱ። Mon, 08 Apr 2024
-
4974 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ማዝያ 2024) Fri, 05 Apr 2024
-
4973 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ማዝያ 2024) Fri, 05 Apr 2024
-
4972 - ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ሩስያን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ (ጸብጻብ) Thu, 04 Apr 2024
-
4971 - 'ኣብ መንጎ ማዕዳን/ምኽርን ተግሳጽን ሚዛኑ ዝሓለወ ጌርና እንተቐሪብናዮም ደቅና ክስዕቡና'ዮም' መጋቢ ዑቕባስላሰ ሃይለ Thu, 04 Apr 2024
-
4970 - ሳማንታ ሞስቲን ሓዳስ ወኪል ንግስነት ብሪጣንያ ኣብ ኣውስትራልያ (Governor General) ተሰይማ Thu, 04 Apr 2024
-
4969 - ዙራ'ሞ ሃገርካ - ኣውስትራልያ፣ ክቡር ሃብቲ ማያን ፍሉይ ክሊማኣን Wed, 03 Apr 2024
-
4968 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (2 ማዝያ 2024) Tue, 02 Apr 2024
-
4967 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ባሕቲ ማዝያ 2024) Mon, 01 Apr 2024
-
4966 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ባሕቲ ማዝያ 2024) Mon, 01 Apr 2024
-
4965 - ፈረንሳ ንኦሎምፒክስ-ፓሪስ ወተሃደራት ካልኦት ሃገራት ክሕግዙዋ ትሓትት Mon, 01 Apr 2024
-
4964 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) Thu, 28 Mar 2024
-
4963 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) Thu, 28 Mar 2024
-
4962 - ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) Thu, 28 Mar 2024
-
4961 - ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧ Wed, 27 Mar 2024
-
4960 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2024) Wed, 27 Mar 2024
-
4959 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2024) Tue, 26 Mar 2024
-
4958 - “ዕዳ ማለት ናይ በረኻ ገበል ኣምጺእካ ወዲ ገዛኻ ክኸውን ከም ምፍታን’ዩ።” መሓረና ይከኣሎ Tue, 26 Mar 2024
-
4957 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024) Mon, 25 Mar 2024
Meer afleveringen weergeven
5